ኣካፍል
መሕተሚ
ትማሊ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዝኣተው ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኤርትራዊያን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኣስመራ መድረኽ ኢንቨስትመንት ኣካይዶም።
እቲ ጉጅለ ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ፋብሪካታት ተዘዋዊሮም፡ተዓዚቦም።ጽባሕ ድማ ናብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ክበጽሑ ምዃኖም ተሓቢሩ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available