ኤርትራ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ

ኤርትራ ድሕሪ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ናበይ ገጻ እያ? ህልው ኩነታት'ታ ሃገርን ብዝምልከት ምስ ዳንኤል መሓሪ :ኪሮስ ተክለአብ: ዳዊት ተክለን ከሰተ በራኺን ዝተካየደ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዘተ: ኣብ ኩነታት ኤርትራ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ

No media source currently available

ካልኣይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ

No media source currently available

​
XS
SM
MD
LG