ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕውት ካልኣይን ሳልሳይን መድረኽ ቱር ርዋንዳ 2019 መርሃዊ ቅዱስ


ዕውት ካልኣይን ሳልሳይን መድረኽ ቱር ርዋንዳ 2019 መርሃዊ ቅዱስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:35 0:00

ኣብቲ ሎሚ ዝተኻየደ 102.6 ኪ.ሜ ዝሸፈነ ራብዓይ መድረኽ ቱር ሩዋንዳ 2019 ኮሎምብያዊ ኤድዊን ቫንጋስ ቀዳማይ፡ ስፔናዊ ፓብሎ ቶረስ ካልኣይ ፡ ኤርትራዊ ሲራክ ተስፎም ሳልሳይ ኮይኖም ተዓዊቶም። ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ብውህሉል ነጥቢ መሪሕነቱ ቀጺሉ’ሎ። መርሃዊ ቅዱስ ራብዓይ መድረኽ ቅድሚ ምጅማሩ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምርኣይ ይክኣል።

​
XS
SM
MD
LG