ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓረና፡ አባላትን ኣመራርሓን’ቲ ውድብ መጥቓዕቲን ምክልባትን የጋጥሞም ኣሎ ክብል ከሲሱ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ ዓረና ንሉኣላዊነትን ዲሞክራስን ኣባላትን ኣመራርሓ’ቲ ውድብ መጥቓዕትን ምክልባትን ይበፅሖም ከምዘሎ ኣፍሊጡ::

እቲ ውድብ ወሲኹ እዚ ፍፃመ ንቐፃሊ ንዝካየድ ምርጫ ዘተዓናቕፍ እዩ ብምባል ድማ ስግኣቱ ገሊፁ ኣሎ::

ዓረና፡ አባላትን ኣመራርሓን’ቲ ውድብ መጥቓዕቲን ምክልባትን የጋጥሞም ኣሎ ክብል ከሲሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:24 0:00

መንግስቲ ክልል ትግራይ ብወገኑ ብዓረና ንዝቐረበ ክሲ ብምንጻግ: " እዚ ክሲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ይኽበር ንዘሎ በዓል 11 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንምፅላም እዩ" ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዓረና፡ አባላትን ኣመራርሓን’ቲ ውድብ መጥቓዕቲን ምክልባትን የጋጥሞም ኣሎ ክብል ከሲሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:57 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG