ኣካፍል
መሕተሚ
2018 ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕን ሪፖርተራትን ምስሕሓብ ዝተርኣየላ ዓመት ኮይና ሓሊፋ’ላ።እቶም ፕረዚደንት ነቶም ብዛዕባ ምምሕዳሮም ዜና ዝፅብፅቡ ጋዜጠኛታት ‘’ፀላእቲ ህዝቢ’’ኢሎም ምፅውዖም ቀፂሎም ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available