No media source currently available
ንዓለምለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8) ብዝምልከት ኣብ መቐለ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ ብምጓዓዝ ኣብቲ ቦታ ንዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ኣዘራሪብና ኣለና።