ዋሽንግተን —
ለበዳ ቫይረስኮሮና ንብዙሓት ካባና ክንክን ጥዕና ንረኽበሉ መንገዲ ወይ ሜላ ይቅይሮሎ'ዩ።
ኣብ ኣመሪካን ካልእ ቦታታትን ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘርእዮ ቨርችዋል ወይ ብማንዛ ዝካየድ ቆጸራታት ሕክምና ውጺኢታዊ ኾይኑ ሎ።
ከምኡ'ዉን ሰባት ዝደልይዎ ክንክን ጥዕና ወይ ሕክምና ባዕላቶም ክመርጹን ክቆጻጸርዎን ናብ ሆስፒታላትውን ንዘይምኻድ ወይ ዘይምእታው ኣኽኢልዎምን'ሎ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available