ዋሽንግተን —
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ፣ ኣዝዮም ኣገደስቲ ሕክምናዊ ቀረባት ኣብ ምብጻሕ ዕንቅፋት ኮይኑ'ሎ ይብል።
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ኣትሒዙ፣ብዘይካ ንክልተ ናይ ጽዕነት መካይን ንወፍሪታት ሰብኣዊ ረድኤት ዝውዕል ነዳዲ ናብ ክልል ትግራይ ንምእታው ኣይተፈቀደን ጸኒሑ ይብል ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝረኸብናዮ ዜና።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።