ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መጽሃኒት ናብ ክልል ትግራይ የባጽሕ

➡ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መጽሃኒት ናብ ክልል ትግራይ የባጽሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:13 0:00

➡ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መጽሃኒት ናብ ክልል ትግራይ የባጽሕ

ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ትግራይ 122 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ከምዝሃበ ገሊፁ። ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ብወገኑ፡ እቲ ዘሎ ጋግ ኣዝዩ ገፊሕ እኳ እንተዀነ፡ ምጅማር እቲ ስራሕ ግን ዓቢ ገስጋስ’ዩ ክብል ገሊጹ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG