ኣካፍል
መሕተሚ
ውድብ ጥዕና ዓለም ሃገራት ኣንጻር ሕማም ዓሶ ቅልሰን ከሐይላ ጸዊዑ። ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ነቲ ኣንጻር ሕማም ዓሶ ዝተረኽበ ዓወታት ከይዓጽፎ ኣስጊኡ'ሎ ዝበለ ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዓሶ ልዕሊ ኮሮና ከይቀትል ስግኣቱ ገሊጹ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available