ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወታሃደራዊ መሪሕነትን ተቓወምቲን ሱዳን ስምምዕ ኣዋጅ ፖለቲካ ተሰማሚዖም


ወታሃደራዊ መሪሕነትን ተቓወምቲን ሱዳን ስምምዕ ኣዋጅ ፖለቲካ ተሰማሚዖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:17 0:00

ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳንን ተቓወምቲን መዝነት ንምምቕራሕ ሎሚ ረቡዕ ስምምዕ ተፈራሪሞም ኣለው። ተወከልቲ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ሓይልታት ኣዋጅ ንናጽነትን ለውጢን ሎሚ ረቡዕ “ኣዋጅ ፖለቲካ” ዝተባህለ ስምምዕ ምምቕራሕ መዝነት ተፈራሪሞም።

​
XS
SM
MD
LG