ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዂናት ዩክሬንን ሩስያንን ቀንዲ ዛዕባ ዋዕላ ሃገራት 20 ምዃኑ ተገሊጹ


ኣብ ዋዕላ ሃገራት ዝሳትፉ ዘለው ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ባንኮክ ታይላንድ
ኣብ ዋዕላ ሃገራት ዝሳትፉ ዘለው ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ባንኮክ ታይላንድ

ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን፣ ኣብ’ዚ ሳልስቲ’ዚ ኢንዶኔዥያ ኣብ ተተኣናግዶ ዋዕላ ጉጅለ 20፣ ሩስያ ኣብ ዩክሬን ዝፈጸመቶ ወራር ቀንዲ ዛዕበኦም ከምዝገብሩ ተገሊጹ።

ሎሚ ረቡዕ ናብ’ቲ ዞባ ዝብገሱ ኣንቶኒ ብልንክን፣ ጎና ጎኒ ዋዕላ ጉጅለ 20፣ ምስ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ዋንግ ዪ’ውን ከምዝራኸቡ ተጠቂሱ ኣሎ።

መዘራረቢኦም ኣጀንዳ፣ ዲፕሎማሲያዊ ጽምዶ ቻይናን ኣመሪካን፣ ኩነታት ኣየር (ክሊማ)፣ ዓለምለኻዊ ኩነተ ጥዕናን ኩነተ ማይንማርን ክኾኑ እዮም።

XS
SM
MD
LG