ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኲነታት ኣብ ዳባት ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት
20 ሰነ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ምክንያት ብምግባር ኲነታት ኣብ ዳባት ክልል ኣምሓራ ዘለዉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምድህሳስ ገለ ካብኣቶም ኣዘራሪብና ኣለና።