ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ: ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተቋሪጹ ዝጸንሓ ትምህርቲ ብከፊል ምጅማሩ ተገሊጹ


ኣብ ኬንያ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ተዓፅዩ ዝነበረ ትምህርቲ ድሕሪ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተወሰኑ ተማሃሮ ሎሚ ሶኑይ ናብ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሊሶም።ተማሃሮ ራብዓይ፣ሻምናይን 12 ክፍልታትን ናብ መአዲ ትምህርቶም ተመሊሶም ኣለው።

ሚንስትር ትምህርቲ ኬንያ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብኢንተርኔት፣ ብቴሌቪዥንን ብሬድዮን ትምህርቶም ክከታተሉን ወለዶም ክኸፍሉ ዘይክኣሉን ናብ ቤት ትምህርቲ ክምለሱ ኣዚዞም ኣለው።

XS
SM
MD
LG