ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነታት ጸጥታ ሞያሌ ሎሚ`ውን ኣይሓሾን፡መጥቃዕቲ፡ ዝርፍያን ሞትን ቀጺሉ`ሎ ይብሉ ነበርቲ


ከተማ ሞያሌ- ፋይል
ከተማ ሞያሌ- ፋይል

ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ኽልል ኦሮሚያ ትርከብ ከተማ ሞያሌ-ሰላም ስኢና`ላ። ትካልት መንግስቲን ድኳናትን ተዓጽዩ፡ ጽርግያት መሕለፊ የለን ይብሉ ነበርቲ ሞያ።

ካብ ክልል ሶማልያ ዝመጹ ዝበልዎም ዕጡቓት ቦምባ ክኽፈቱ ክብሉ ንርእሶም ተፈንጂርዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም ይብሉ ነበርቲ። ፖሊስ`ቲ ወረዳ'ውን ነቲ ጸገም ጸጥታ ኣረጋጊጽዎ`ሎ።

ሓላፊ ጸጥታ`ቲ ወረዳ ብወገኑ፡ እቲ ኩነታት ኣብ ቅድሚ ሰራዊት ምክልኻል ይፍጸም ከምዘሎ ኣይከወለን፡ ክንቆጻጸሮ ንፍትን ኣለና ግን ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG