ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል ብዛዕባ ዝወሃብ ዘሎ ክታበት ቫይረስኮሮና ይዛረቡ


መንግስቲ እስራኤል ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ንወጻእተኛታት ነበርቲ'ታ ሃገር ብነጻ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ክህብ ጀሚሩ'ሎ::

አቦ መንበር ማሕበረሰብ ሓተቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል ኣቶ ብርሃነ ነጋሲ ከምኡ'ውን ነባሪ ከተማ ቴል ኣቪቭ ኣቶ ሳልሕ ዑስማን ነዚ ብዝምልከት ርእይትኦም ሂቦም ኣለው::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::


XS
SM
MD
LG