ኣስመራ —
ወለንታውያን መንእሰያት ከተማታት ዓዲ ቐይሕን ሰንዓፈን ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ንዝኾኑ ወገናቶም ኣብምሕጋዝን ዓቢ ኣበርክቶ ይገብሩ ከምዘለዉ ድምጺ ኣሜሪካ ብስልኪ ዘዘራረቦም ኣባላት ተዛሪቦም።
እቶም ወለንታውያን ካብ ሰብ ጸጋን ትካላትን ነበርቲ ናይ’ተን ከተማታትን ዝረኸብዎ ሓገዝ ንበተኻት ስድራ-ቤታትን ውልቀሰባትን ናይ መግብን ጽሬትን ሃለኽቲ ነገራት ድጋፍ ገይሮም።
ክሳብ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ካብ ኤርትራ ዝጠፍእ ነዚ ናይ ሓገዝ መደብ ከምዝቕጽልዎ እቶም ወለንታውያን መንእሰያት ተዛሪቦም።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available