ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ኣፍሪቃ : ካብ ሳልሳይ እብረ ለብዒ ቫይረስ ኮሮና  ንምድሓን ንኽታበት  ቫይረስ  ኮሮና ተማዕዱ


መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንምክልኻል፡ ክታበት ቀልጢፉ ክመጾም ይምሕጸኑ ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቁጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ ኣብ ኣፍሪቃ ብ30 ሚእታዊት ክውስኽ እንከሎ፡ መጠን ሞት ድማ ብ15 ሚእታዊት ዓብዩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣፍሪቃ : ካብ ሳልሳይ እብረ ለብዒ ቫይረስ ኮሮና  ንምድሓን ንኽታበት  ቫይረስ  ኮሮና ተማዕዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG