ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኣቶ ወዲ ሹቕ" ዳሕረወይቲ ኮመዲ ማይናስ ሚዛን ትደፍእ


ናይ'ዚ እዋንና ዓበይቲ ኮመዲያን ካብ ዝብሃሉ ተጠቃሳይ ዮናስ ምሕረተኣብ ዘፍረያ ዳሕረወይቲ ኮመዲ ልዑል ተቐባልነት ትረክብ ኣላ።

እዛ ብሰለስተ ክፋል ቀሪባ ትርኣይ ዘላ "ኣቶ ወዲ ሹቕ" ትብል ኮመዲ፡ ተዋሳእታ ኣብ ህርፋንን ስሰዐን ዘተኮረት ኮይና፡ ነቲ ዘይንቡር ከም ንቡር ብምቕራብ ንተዓዛቢኣ ተቖጻጺራ ናይ ምኻድ ሓይሊ ዝተራእየላ'ያ ይብሉ ።

ኣብዚ መደብ፡ ከም ካልኣይ ተዋሳኣይ ማይናስ ኮይኑ ዝቐረብ ዮናታን ሰለሞን ከምኡ'ውን ን'ወዲ ሹቕ' ኣብኡ ኮይኑ ዝቐረበ ርእሶም ተወልደብርሃን( ባራክዮ) ቀሪቦም ኣለዉ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

"ኣቶ ወዲ ሹቕ" ዳሕረወይቲ ኮመዲ ማይናስ ሚዛን ትደፍእ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:53 0:00


XS
SM
MD
LG