ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቦ መንበር ጎስጓስ ምርጫ ትራምፕ ነበር ተኣሲሩ

ፈደራላዊ ዳኛ፡ ብፍሉይ መርማሪ ሮበርት ሙለር ንዝቐረበሉ ተወሳኺ ክሲ ምዕንቃፍ መሰካኽር ድሕሪ ምርኣዩ፡ ነቲ ናይ ማእሰርቲ ውሳነ ከምዘመሓላለፈ ተጠቒሱ።

ማናፎርት ዝመጽእ መስከረም ዕለተ ቆጸራ ቤት ፍርዲ ከምዘለዎን ክሳብ ሽዑ ድማ ብዋሕስ ጉዳዩ ክከታተል ምጽንሑን ይፍለጥ።

በዚ ሓድሽ ክሲ ግን እቲ ዝተቐመጠ ዋሕስ ተላዒሉ ማናፎርት ድማ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣምሪሑ ኣሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG