ኣካፍል
መሕተሚ
ሙላት ኣዳነ ገና ወዲ 12 ዓመት ከሎ ኣብ ጎኒ ጎኒ ትምህርቱ ናይ ስራሕ ልምዲ ምጥራዩ ይገልጽ።
ሙላት ቅድሚ 20 ዓመት ዝነበረ ሕልሙ ጋህዲ ንምግባር በርቲዑ ብምስራሕ ወናኒ ፋብሪካ ፕላስቲክ ኮይኑ ስእነት ስራሕ መናእሰይ ንምጉዳል ካብኡ ዝድለ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ።
ምስ ሙላትን ገለ መናእሰይ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available