ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተቋሪጹ ዝጸንሓ ትምህርቲ ጀሚሩ


ፋይል
ፋይል

ንልዕሊ 14 ኣዋርሕ ብሰንኪ ዕጽዋ ኮቪድ 19 ካብ ትምህርቲ ቦኺሮም ዝነበሩ ቆልዑ ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ትማሊ ሶኑይ ጀሚሮም ትምህርቶም ይከታተሉ ኣለው።

ትካል ፈንድ ሕቡራት ሃገራት፣ ነቲ ምዕባለ ሓሓሊፉ ዝስማዕ ጥዑም ዜናን ንኣስታት ክልተ ሚልዮን ቆልዑ ደቡብ ሱዳን ኣብ ቅኑዕ ኣንፈት ክብል ንኢድዎ።

ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓላፊ ትካል ህጻናት ሕ/ሃ (ዩኒሴፍ) ማድ ኦየን ብወገኑ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣመስጊኑ። "ኣብያተ ትምህርቲ ንተቃላዕቲ ቆልዑ ካብ ሓደጋ ዝከላኸሉ’ዮም’ውን" ኢሉ።

XS
SM
MD
LG