ሃዋሳ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማታት ዞባ ሲዳማ ምርግጋእ ይረአ ምህላውን ነበርቲ ብኽፋል ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ከምዘለው ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል ኣብዚ ቅንያት ብዝነበረ ግጭት እንተወሓደ 35 ሰባት ከምዝተቐትሉን ግምቱ ዘይተፈልጠ ንብረት ከምዝዓነወን ተፈሊጡ’ሎ።
ናይ ደቡብ ክልል ፕረዚዳንት ኣቶ ሚሊዮን ማቴዎስ ኣብ ዞባ ሲዳማ ጉድኣት ዝበጽሖም ከባቢታት ተዘዋዊሮም ይዕዘቡ ከምዘለው ተፈሊጡ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።