መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኹሉ ኣጽዋር ኹናት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር'ቲ ክልል ውዒሉ ክብሉ መራሒ'ቲ ክልል ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም።
ዶ/ር ደብረጽየን ንመሓውራት ዜና'ቲ ክልል ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሕጂ'ውን እንተኾነ መንገዲ ሰላም ኢና ንመርጽ እንተዘይኾይኑ ግን ንዝመጸና 'ወራሪ' ዝበልዎ ክንከላከል ኢና ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።