ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከጋጥም ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን ሕ/ሃ ኣጠንቂቖም


ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ቅልጡፍ ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ ሓደጋ ጥምየት ከጋጥም ከምዝኽእል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሰሉስ ንባይቶ ፀጥታ ኣጠንቂቑ ።

ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምኽትል ሰብኣዊ ጉዳያትን ቀንዲ ኣተሓባበሪ ሓገዝ ቅልጡፍ እዋን ማርክ ሎውክ ኣብ መግለጺኡ "አብዝመፅእ ክልተ ኣዋርሕ ቅልጡፍ ሓገዝ ረዲኤት እንተዘይተባፂሑ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከጋጥም እዩ " ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከጋጥም ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን ሕ/ሃ ኣጠንቂቖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:23 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG