ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ወልቃይትን ቃፍታ ሑመራን ኣምበጣ ከምዝተርኣየ ተገሊጹ

ዳይረክተር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃር ባልዕ ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን
ዳይረክተር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃር ባልዕ ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ወልቃይትን ቃፍታ ሑመራን ኣምበጣ ከምዝተርኣየ ተገሊጹ።

ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ዳይረክተር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃር ባልዕ ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን ናይ በረኻ ኣምበጣ ከምዝተርኣየ ሓቢሮም።

ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን እዚ ሎሚ ዓመት ዝርአ ዘሎ ኣምበጣ መንቀሊኡ ካብ የመን ምዃኑ ሓቢሮም።

ምስ ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ወልቃይትን ቃፍታ ሑመራን ኣምበጣ ከምዝተርኣየ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:32 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG