መሕተሚ
ሎሚ ሶኑይ ረፋድ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ።በቲ ደብዳብ ኣብ ሓደ ሰብ ጉድኣት ከምዝወረደን መንበሪ ኣባይቲ እውን ከምዝፈረሱን ናይ ዓይኒ መሰኻኽርገሊፆም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሓሙስ፡ መንእሰያት/ ጥዕና