ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ከተማ መቐለ ዝተዳለወ ዝኽሪ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት
20 ሰነ ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ መቐለ ብምትሕብባር ትካል ኤልሻዳይ’ዩ ተሰናዲኡ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ወከልቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት’ውን ተሳቲፎም ነይሮም።