ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሰናደ አ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ
ዝሓለፈ ቀዳም፡ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ ነይሩ። እዚ ብ “ማእከል ኣማራጺ ኣተኣላልያ ጎንጺ” ዝተባህለ ትካል ተዳልዩ ዝተሰናድአ ዘተ፡ ካብ በበይኑ ኣካላት ሕብረተሰብ ኣስታት 300 ተሳተፍቲ ዝሓቘፈ ምንባሩ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፈ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣመልኪቱ።