ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝተርኣየ ወራራ ኣንበጣ ጉድኣት ከየውረደ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ሚንስትሪ ሕርሻ ገሊጹ

ኣብ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓላፊ ኣሃዱ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም
ኣብ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓላፊ ኣሃዱ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም

ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ዝተርኣየ ወራር ኣንበጣ ብዝተኻየደ ውሁድ ናይ ምክልኻል ስረሕ ፡ኣብ ዘራእቲ ጉድኣት ከየውረደ ኣብ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ኣብ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓላፊ ኣሃዱ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝመጽእ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ፡ኣብ ምክልኻልን ምቁጽጻርን ከም ቀንድ ብድሆ ከምዝነበረ ዝገለጸ ኣቶ ቴድሮስ ኣብዚ ሕጂ እዋን ይረአ ብዘሎ ዘይንቡር ዝናብ፡ተርእዮታት ኣንበጣ ይቕጽል ብምህላዉ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ኩሉ ዓይነት ምድላውት ተጌሩ ከምዘሎ ኣብሪሁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ዝተርኣየ ወራራ ኣንበጣ ጉድኣት ከየውረደ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ሚንስትሪ ሕርሻ ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:47 0:00

This item is part of
XS
SM
MD
LG