ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ሓበረትኡ ኣሓዲሱ

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ዘውጽኦ ሓዲሽ ሓበሬታ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ነበርቲ ካብ ገዝኦም ከይወጹ ኣይኣዘዙን ኢሉ።

እቲ ኤምባሲ ኣብ ኣስመራ ዝኾነ ናይ ሕላፍ ሰዓት ትእዛዝ ከምዘየለ ኢና ዝፈልጥ ኢሉ።

ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ዜጋታት ኣመሪካ ብመንጽር'ቲ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ፥ምስትብሃሎም ክቕጽሉ እቲ ኤምባሲ ምምካሩ ክቕጽል'ዩ ኢሉ'ሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG