ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቦረና ብሰንኪ ደርቂ ብርክት ዝበላ ጥሪት ይሞታ ምህላወን ተገሊጹ

ፋይል
ፋይል

ኣብ ዞባ ቦረና ክልል ኦሮምያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ብርክት ዝበላ ጥሪት ይሞታ ከምዘለዋ ተፈሊጡ።

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ ት ሸዓተ ሽሕ ጥሪት ከምዝሞታ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።

መንግስቲ ቅልጡፍ ምላሽ እንተዘይሂቡ፣ እቲ ጸገም ክጋደድ ከምዝኽእል ነበርቲ’ቲ ከባቢ ገሊጾም ።

This item is part of
​
XS
SM
MD
LG