ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ 17 ሓደሽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ምምዝጋቦም ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ 17 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚንስትሪ ጥዕና`ታ ሃገር ኣፍሊጡ።ብመሰረት ሚንስትር ጥዕና /ር ሊያ ታደሰ እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ኩሎም ኢትዮጵያውያን ክኾኑ ኸለዉ- ሸውዓተ ካብኣቶም ካብ ጅቡቲ ተመሊሶም ኣብ ክልል ዓፋር ተወሺቦም ዝነበሩ`ዮም ።

ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ናብ 162 ክብ ኢሉ`ሎ።

XS
SM
MD
LG