ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትግራይ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ካብ ነጻ ዝኾኑ ከባቢ ናብ ካልኦት ይሰግር ምህላው ተገሊጹ


ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ትግራይ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ምክልኻል ተገይርሎም ነፃ ካብ ዝኾኑ ከባቢታት ናብ ካልኦት ሓደሽቲ ከባቢታት ይሰግር ኣሎ ተባሂሉ::

ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ተማሃሮን መማህራንን ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርትን ኮሌጃትን ትምህርቲ ኣቋሪፆም ክወፍሩ ፀዊዑ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ኣብ ትግራይ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ካብ ነጻ ዝኾኑ ከባቢ ናብ ካልኦት ይሰግር ምህላው ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG