ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ግጭት ስዒቡ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ስደተኛታት ብዛዕባ ቲ ኩነታትን ጉዕዞኦም ይገልጹ


ጓል 25 ዓመት ምህረት ገብረእግዚ ኣብሄር ሓንቲ ካብቶም ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ብዝተኻየደ ኹናት ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ኣስታት ክልተ ሚልዮን ሰባት ሓንቲ እያ:: ኣቐዲማ ኣብ ዓውዲ ምህንድስና ትሰርሕ ዝነበረት ምህረት ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ቱናይደባህ ሱዳን ትርከብ:: ብዛዕባ'ቲ ዝነበረ ኩነታት ህልው ኩነታት እቶም ስደተኛታት ከምዚ ትብል::

XS
SM
MD
LG