ዋሽንግተን —
ኣብ ሶማልያ ከባቢ ባይደዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም። እታ ብሓደ ዘይመንግስታዊ ትካል ዝተመወለት ነፋሪት ናይ ሕክምና መሳርሕታትን ናይ ጣንጡ ላምስያታት ጽዒና ምንባራ'ዩ ይግለጽ’ሎ።
እታ ነፋሪት ክትወድቕ ከላ ኣብ ባይደዋ ዝመዓስከሮም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብቲ ኸባቢ እንተነበሩ'ኳ ካብኣቶም ኾነ ካብ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተረኽበ ሓበሬታ የለን።