ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ዝነጥፍ ግዱስ ኤትራዊ
ፍጹም ገብረስላሰ ኣብ ሞያ ስርሓት ቬትሮ ዝነጥፍ ውልቀሰብ ኮይኑ ኣብ ምዕቃብ ብዘለዎ ፍሉይ ተገዳስነት ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ ነገራት ብውልቁ ዓቂቡ ዝርከብ ግዱስ’ዩ። እቶም ብግቡእ ተዓቂቦም ዘለዉ ካብ እዋን መግዛእቲ ጥልያን ጀሚሮም ኣብ ኤርትራ ዝተኣታተዉ ነገራት ዘጠቓለሉ’ዮም። ንሎሚ ነቶም ኣብ ኩርናዕ ሙዚቃን ፊልምን ተዓቂቦም ዝርከቡ ናይ ሙዚቃን ፊልምን ስርሓትን መጻውቲታትን ኣመልኪቱ ኣቶ ፍጹም ዝሃበና መብርሂ ንመደብ ቂሐ ጽልሚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 04, 2025
ርእይቶታት ነበርቲ ክልል ትግራይ ንጻውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ
-
ለካቲት 03, 2025
ንግዳዊ ኲናት ሰሜን ኣመሪካ ካበይ ናበይ?
-
ለካቲት 03, 2025
ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተመስሪቱ
-
ለካቲት 03, 2025
ሃገራዊ ውድድር ኤሪ-ጁንየ ኤርትራ 2025 ተኻዪዱ
-
ጥሪ 31, 2025
25 ሚእታዊት ወሰኽ ግብሪ ካናዳን መክሲኮን ምስ ዝፍጸም...
-
ጥሪ 31, 2025
መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ