ነቀምቴ —
ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምዝርራብ ዓበይቲ ዓዲን ምሁራን ናብቲ ከባቢ ምኻዶም ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣቶ ጌታቸው ባልቻ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።
ሕቶ ዘለዎ ኣካል እንተሃሊዩ ሕጂ እውን ንኽነዘራርቦን ጸገማት ብሰላማዊ መንገዲ ንምፍታሕን ማዕጾና ኽፉት እዩ ዝበሉ ኣቶ ጌታቸው ካብቶም ዕጡቓት ዛጊት ምላሽ ከምዘይተውሃበ ኣፍሊጡ’ሎ።
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available