አዳማ —
ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝረአ ውጥረት ካብ ጉዳይ ፖለቲከኛታት ናብ ማሕበረሰባት ከይተሰጋገሩ ብአጋኡ ክእለ ኣለዎ ተባሂሉ።
ሕብረ ብሄራዊ ሓድነትና ንምሕያልን ብውሽጣዊ ጸገማትና ብልዝብ ንምፍታሕ ብዝብል ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ንሰላም ሃገር ኹሉ እጃሙ ይገብር ዝብል መጸዋዕታ ቐሪቡ’ሎ።