ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ባንክ ጀሚሩ
ድሕሪ ዓመትን ሸውዓተ ኣዋርሕን፡ ንፈለማ እዋኑ ኣብ መቐለ፡ “ወጋገን” ዝብሃል ናይ ውልቂ ኣገልግሎት ባንክ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ባንክ ኣብ ፈለማኡ ንተገልገልቲ፡ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 1500 ብር ምውጻእ የፍቅድ።