ኣካፍል
መሕተሚ
ኣሜሪካ ብበዝሒ ትሑዛት ኮሮናቫይረስ ንቻይናን ጣሊያንን ብምሕላፍ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና ኣላ።
ኣብ ኣሜሪካ ኣስታት 86 ሽሕ እቲ ቫይረስ ዘለዎም ዝሞቱ ድማ ኣስታት 1,296 ኮይኖም ኣለው።ጣሊያን 80,589: ቻይና 81,781 በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ መዝጊበን ኣለዋ።