ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣህጉራዊ ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ


ፈላሞት ረድኤት ዝጸዓና መካይን ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:15 0:00

ኣህጉራዊ ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ። መድሃኒትን ቀረባት ረድኤትን ዝጸዓና መካይን ኣህጉራዊ ቀይሕ መስቀል- ድሕሪ`ቲ ኩናት ንመጀመርያ ግዜ ናብ ክልል ትግራይ ክኣትዋ ክኢለን ኣለዋ።

ኣብ ኣህጉራዊ ቀይሕ መስቀል ዳይሬክተር ኣፍሪቃ ፓትሪክ ዮሱፍ፥ እቲ ረድኤት ንሆስፒታላትን ንዝያዳ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባትን ቀልጢፉ ክበጽሕ ኣገዳሲ ምዃኑ ይጠቅስ።

ንሱ ኣስዒቡ ዶክተራትን ኣለይቲ ሕሙማትን ንሰሙናት ብዘይ ቀረባት`ዮም ጸኒሖም ኢሉ ።

Recommended

XS
SM
MD
LG