ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ህውሓትን ላዕለዎት ሰበስልጣንን ክሲ ከምዝምስርት ኣፍሊጡ


ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ሕወሓትን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ከምኡ ድማ ወታሃደራዊ መኮንናት ዝነበሩ ኣብ ሓጺር ግዜ ክሲ ከም ዝምስርት ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ`ቲ ዘስካሕክሕ ጭፍጨፋ ማይካድራ ካብ መንጎ ዝተሳተፉ ናይ መብዛሕቲኦም መንነት ከምዝፍለጥ`ውን ተሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኢትዮጵያ: ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ህውሓትን ላዕለዎት ሰበስልጣንን ክሲ ከምዝምስርት ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG