ኣካፍል
መሕተሚ
ኢትዮጵያ ዝርግሐ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብያተ ትምህርቲ ፤ስፖርታዊ ውድድራት ሓዊሱ ሓያለ ህዝቢ ምትእኽካብ ዘለዎ ምንቅስቓሳት ኣጊዳ’ላ።
ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ነዚ ስጉምቲ ዘፍለጡ ኣብታ ሃገር ቁፅሪ ብኮረና ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀሰባት ሓሙሽተ ምብፅሖም ስዒቡ’ዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available