አዳማ/አዲስ አበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት 8 ተወሰኽቲ ድሕሪ ምርካቦም እቲ ቁጽሪ ናብ 52 ክድይብ ከምዝኸኣለ ተገሊጹ።
ብኻልእ ወገን ንሓደ ወርሒ ዝቕጽል ሃገራዊ ጸሎት: ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኽባሉ ስነ-ስርዓት ትማሊ ኣብ ሃገራዊ ቤተመንግስቲ ተጀሚሩ'ሎ።