ዋሽንግተን —
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከባ ኤርትራዊያንን ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ሽግር ስለዘለው ካብኡ ክወፁን ኣብ ዘለውሉ ድማ ኣድላይ ሓገዝ ክግበረሎምን ዝሓተት ሰልፊ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ናይ ሕቡራት ሃገራት ወኪል ስደተኛታት ዝሓለፈ ዓርቢ ድምፀን ኣስሚዐን ኣለዋ።
ንኩነታት እዞም ስደተኛታት ዝምልከት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ኣብ ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንደ ኣብ መጀመርታ ወርሒ የካቲት ኣብ ኢትዮጵያ ዝበጽሕሉ እዋን ዝበልዎን ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብትዊተር ዝሃብዎ ቃልን ብምጥቕላል ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available