ኣካፍል
መሕተሚ
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ዝኾነት መቐለ፣ ንሳልሳይ ጊዜ ሎሚ ረቡዕ’ውን ብነፈርቲ ምድብዳቡ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕላማ'ቲ መጥቃዕቲ ንመስርሒ ኣጽዋራት'ቲ ኣሸባሪ ዝበሎ ህወሓት ዒላማ ዝገበረ ምንባሩ ገሊጹ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
No media source currently available