ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነጋዶ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ሓድሽ ዝጀመረ ንግዳዊ ንጥፈት ክልቲኣን ሃገራት እንታይ ይብሉ?


ነጋዶ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ሓድሽ ዝጀመረ ንግዳዊ ንጥፈት ክልቲኣን ሃገራት እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:08 0:00

ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝነበረ መጉዓዝያ ምድሪ ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ምስ ተኸፍተ ብዙሓት ህዝቢን ነጋዶን ካብን ናብን ክልቲኣን ሃገራት ይመላለሱ ኣለው። ከም ውጽኢት ምኽፋት’ቲ ዶብ ድማ ነጋዶ ክልቲኣን ሃገራት ናይ ንግዲ ንጥፈታት ጀሚሮም ኣለው። ኣብ ኣስመራ ኣብ ሓደ ቦታ ግዝያዊ መናሃርያ ናይ ንግዲ ቦታ ኣብምድላው ነጋዶ ንግዳዊ ንጥፈታቶም ዘካይድሉ ቦታ ተዳልዩ ኣሎ። ወኪልና ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ገለ ነጋዶ ኣዘራሪቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG