No media source currently available
ከምቲ ዝፍለጥ ካብ ዝሓለፈ ቀዳም ጀሚሩ ኣብ ሱዳን ዝተላዕለ ህውከት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ቁፅሩ ዘይነዓቅ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያን ይርከቡ እዚ ኹነታት ከመይ ይፀልዎ ኣሎ ንዝብል ኣብ ካርቱምን ንዝርከቡ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።