ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተዋጋእቲ ኦነግ ንምቕባል ናብ ጉጂ ዝተጉዓዙ አባገዳታትን ዓበይቲ ዓድን ምድላዋቶም ምዝዛሞም ተገሊጹ

ተዋጋእቲ ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ንምቅባል ኣብ ክልል ኦሮምያ ናብ ጉጂ ዝተጓዕዙ አባ ገዳታትን ዓበይቲ ዓድን ምስ ኹሎም ወገናት ብምዝርራብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ንምግባር ምድላዋቶም ከምዝዛዘሙ ተገሊጹ’ሎ።

ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ተዋጋእቲ ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ብመሰረት’ቲ ሽምግልና ኣባገዳታት እናተመርሑ ክኣትው’ዮም ተባሂሉ ትጽቢት ከምዝግበር ሪፖርተር ድምጺ ኣሜሪካ ካብቲ ቦታ ሓቢሩ’ሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG